2015-06-09 15:59:00

ናይ ኵላዊት ቤተ ክርስቲያን ሓዋርያዊ ላዕለዋይ መዋቕር ሕዳሴ


እቲ ብውሳኔ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዝተበገሰ መደብ ሕዳሴ ናይ ተኽታሊ ቅዱስ ጴጥሮስ ተሓባባሪ ሓዋርያዊ ላዕለዋይ መዋቕር ዘሳልጥ ብቕዱስነቶም ዝተመዘ ትሽዓት ብፁዓን ካርዲናላት ዝሓቁፍ ጉባኤ ዕለት 8 ሰነ 2015 ዓ.ም. ኣብ ሃገረ ቫቲካን ብቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዝምራሕ መደበይና ዓስራይ ኣኼባኡ ከምዝጀመረን እዚ ኣኼባ’ዚ ክሳብ ዕለት 10 ሰነ 2015 ዓ.ም. ዝቕጽል ምኻኑ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ኣፍሊጡ።








All the contents on this site are copyrighted ©.