2014-01-16 16:01:53

ናይ ሃይማኖታዊ ተግባር ተቛም ተቖጻጻሪ ካርዲናላዊ ድርገት ሕዳሴ


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ እቲ ናይ “Ior-ተቛም ንሃይማኖታዊ ተግባር” ተቖጻጻሪ ካርዲናላዊ ድረገት ከምዝሓደስዎን እቲ ሓድሽ ተቖጻጻሪ ካርዲናላዊ ድርገት ናይ ቪየና ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ ካዲናል ክሪስቶፍ ሾንቦርን፣ ናይ ቶሮንቶ ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ ካርዲናል ቶማስ ክሪስቶፈር ኮሊንስ፣ ናይ ዝተፈላለያ ሃይማኖታት ናይ ሓባር ዘተ ሓልዮ ጳጳሳዊ ቤት ምኽሪ ሊቀ መንበር ብፁዕ ካርዲናል ዣን ልዊስ ታዉራን፣ ኣብ ሮማ ጳጳሳዊ ባዚሊካ ሳንታ ማሪያ ማጆረ ሊቀ ካህናት ብፁዕ ካርዲናል ሳንቶስ ኣብሪል ይ ካስተሎ ናይ ቅድስቲ መንበር ዋና ጸሓፊ ብፁዕ አቡነ ፒየትሮ ፓሮሊኒ ብኣባልነት ዝሓቁፍ ምዃኑ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.