2013-12-10 17:12:40

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፦ ዓለምና ብዙሓት “ሕያዋይ ሳምራዊ” የድልይዋ


RealAudioMP3 ትማሊ ዕለት 9 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም. ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ በቲ ኣብ ትዊተር ናይ ማሕበራዊ ርክባት መርበብ ዝርከብ @Pontifex ብዝብል ኣድራሻኦም ኣቢሎም፦ “ኣብ መገድና ሓገዝናን ድጋፍናን ዝሓቱ ምስ እንርእይ ደው ንብልዶ? ኣብ ዓለም ብዙሕ ስቓይን ድኽነትን ኣሎ። ብዙሓት ለዋህ ሳምራዊ የድልዩ” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.