2013-12-07 16:17:39

ናይ እውነተይና ፍቕሪ ዋጋ መስቀል እዩ


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዕለት 6 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም. በቲ ኣብ ትዊተር ማሕበራዊ ናይ መራኸቢ መርበብ ብዘሎ @Pontifex እተሰምየ ኣድራሻኦም ኣቢሎም ነቶም በዚ መርበብ ዝከታተልዎም ንልዕሊ 11 ሚሊዮን ዝግመቱ፦ ናይ እውነተይና ፍቕሪ ዋጋ መስቀል እዩ፣ ጐይታ መስቀልና ክንቕበልን ተሰኪምናዮ ክንጓዓዝ መታን ሓይሉ ጸግወና” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላልፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.