2013-11-19 16:00:48

ምስጢረ ንስሓ


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ በቲ ኣብ ትዊተር እተሰምየ መርበብ ሓበረታ ማሕበራዊ ርክባት ዘሎ @Pontifex ዝብል ናይ ግሊ ኣድራሻኦም ኣቢሎም ዕለት 18 ሕዳር 2013 ዓ.ም.፦ ሓጢኣትካ ምንዛዝ/ምንሳሕ ብዙሕ ጻዕሪ ዝሓትት እውን እንተኾነ ሰላም የዕድለናን፣ ሓጢኣተይናታት ኢና፣ ናይ እግዚኣብሔር ምሕረት የድልየና እዩ” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.