Home Archivio
2013-10-29 15:56:45
ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፦ ሓጢኣትናን ምሕረት እግዚኣብሔርን
ቅዱስ ኣቦና በቲ ኣብ ትዊተር እተሰምየ ማሕበራዊ መርበብ ሓበሬታ ዘሎ
@Pontifex
ብእተሰምየ ናይ ግሊ ኣድራሻኦም ኣቢሎም ዕለት 28 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም. ፦
“ኵላትና ሓቲኣተይናታት ኢና፣ እንተኾነ ግን እግዚኣብሔር ብፍድፋደ ጸግኡን ምሕረትን ሓልዮትን ይፍውሰና”
ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።
All the contents on this site are copyrighted ©.