2013-07-25 15:59:42

መልእኽቲ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዕለት 23 ሓምለ 2013 ዓ.ም. ነቲ ኣብ ብራዚል ዝካየድ ዘሎ ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት ንምጅማር ኣብ ሪዮ ኮፓካባና ብናይ ሪዮ ጳጳስ ብፁዕ ኣቡነ ተምፐስታ ቅድሚ ዝዓረገ መስዋዕተ ቅዳሴ ኣብቲ ትዊተር ናይ ማሕበራዊ መርበብ ሓበሬታ ዝርከብ @Pontifex ብእተሰምየ ናይ ግሊ ኣድራሻኦም ኣቢሎም “ክቡራት መንእሰያት ክርስቶስ ኣባኹም እምነት ኣለዎ። እቲ ናቱ ዝኾነ ተልእኾ ድማ ንኣኻትኩም ሕድሪ ይህብ” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስት መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.