2013-07-02 15:59:57

ቀዳመይቲ ዓዋዲት መልእኽቲ ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ፦ “Lumen fidei-ብርሃነ እምነት”


RealAudioMP3 ዕለት 5 ሓምለ 2013 ዓ.ም. “Lumen fidei-ብርሃነ እምነት” ዘርእስታ ቀዳመይቲ ዓዋዲት መልእኽቲ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ብናይ ሮማ ሰዓት ኣቆጻጽራ ልክዕ ሰዓት 11 ቅድሚ ቐትሪ ናይ ብፁዓን ጳጳሳት ሓልዮ ቅዱስ ማሕበር ኅየንተ ብፁዕ ካርዲላ ማርክ ኦውለትን ናይ ዓንቀጸ እምነት ሓልዮ ቅዱስ ማሕበር ኅየንተ ብፁዕ ኣቡነ ገራርድ ሉድዊግ ሚዩለርን ናይ ሓድሽ ኣስፍሆተ ጉዳይ ሓልዮ ጳጳሳዊ ቤት ምኽሪ ሊቀ መንበር ብፁዕ ኣቡነ ሪኖ ፊዚከላ ኣብ ናይ ቅድስቲ መንበር ናይ ዜናን ክፍሊ ማሕተምን ሕንጻ ኣብ ዝርከብ ናይ ጉባኤ ኣዳራሽ ተረኺቦም ብዘስምዕዎ ዘረባ ንንባብ ክትበቕዕ ምዃና ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግልጺ የመልክት።








All the contents on this site are copyrighted ©.