Home Archivio
2013-06-29 16:07:53
ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፦ ኢየሱስ መድሕን እዩ
ትማሊ ዕለት 28 ሰነ 2013 ዓ.ም. ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብቲ ትዊተር እተሰምየ መርበብ ማሕበራዊ ርክብ ኣብ ዘሎ
@Pontifex
ብዝብል ኣድራሻኦም ኣቢሎም፦
“ኢየሱስ ዘድሓነና ብጽንሰ ሓሳብ ዘይኮነስ ገዛእ ርእሱ ኣዋሪዱ ስጋና ለቢሱ እዩ፣ ቃል ስጋ ኮነ። ከማና ሰብ ብምዃን እዩ”
ዝብል ምስጢረ ትስብእት ዝገልጽ መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።
All the contents on this site are copyrighted ©.