2013-03-17 17:00:22

መርሐ ግብር ር.ሊ.ጳ


ሓሙስ 14 መጋቢት
ሰዓት 8፡00 ወግዓዊ ዘይኮነ ጉዕዞ ካብ መቀበል አጋይሽ ቅድስት ማርታ ከተማ ቫቲካን ናብ ባዚሊካ ሳንታ ማርያ ማጆረ

ሰዓት 8፡10 ጸሎት አብ መንበረ ታቦት ናይታ ናይ ሮማውያን ሓላዊት ጥዕና ዝኾነት ድንግል ማርያም ባዚሊካ ሳንታ ማርያ ማጆረ

ሰዓት 17፤00 አብ ቤተ መቅደስ ሲስቲና ካፐላ ሲስቲና ምስ ኩሎም ካርዲናላት ቅዳሴ


ዓርቢ 15 መጋቢት
ሰዓት 11፡00 አብ ክለመንቲና አደራሽ ንኩሎም ካርዲናላት ተቀቢሎም ከዘራርቡ ኢዮም

ቀዳም 16 መጋቢት
ሰዓት 11፡00 አብ አደራሽ ጳውሎስ 6ይ ንኩሎም ወከልቲ ናይ መራኸቢ ብዙኃን ተቀቢሎም ከዘራርቡ ኢዮም፣

ሰንበት 17 መጋቢት
ሰዓት 12፤00 ካብ መንበሪ ር.ሊ.ጳ ጸሎተ መል አከ እግዚአብሔርን ጉባኤ አስተምህሮን

ሰሉስ 19 መጋቢት
ሰዓት 9፤30 አብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ናይ መንበረ ጴጥሮስ ተልእኮ ምጅማር መሥዋዕተ ቅዳሴ

ሮቡዕ 20 መጋቢት
ናይ አኅት አብያተ ክርስትያን ልኡኻት ተቀቢሎም ከዘራርቡ ኢዮም፣








All the contents on this site are copyrighted ©.