2013-01-17 14:58:33

ሓድሽ ሓዋርያዊ ሓላፍነት


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ኣብ ባንግላደሽ ናይ ቅድስቲ መንበር ሓዋርያዊ ልኡኽ ኮይኖምን ነዘገልገሉ ዘለዉ ብፁዕ ኣቡነ ጆሰፍ ማሪኖ በቲ ኣብ ርክብ ቅድስቲ መንበርን ሃገረ ባንግላደሽን ዘበርከትዎ ዕዉት ኣገልግሎት ኣመስጊኖም ኣብ ማለዢያን ምስራቕ ቲሞርን ከምኡ እውን ኣብ ብሩነይ ናይ ቅድስቲ መንበር ሓዋርያዊ ወኪልል ኮይኖም ንኸገልግሉ ከምዝሰመይዎም ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ኣብ ባንግላደሽ ናይ ቅድስቲ መንበር ሓዋርያዊ ልኡኽ ኮይኖምን ነዘገልገሉ ዘለዉ ብፁዕ ኣቡነ ጆሰፍ ማሪኖ በቲ ኣብ ርክብ ቅድስቲ መንበርን ሃገረ ባንግላደሽን ዘበርከትዎ ዕዉት ኣገልግሎት ኣመስጊኖም ኣብ ማለዢያን ምስራቕ ቲሞርን ከምኡ እውን ኣብ ብሩነይ ናይ ቅድስቲ መንበር ሓዋርያዊ ወኪልል ኮይኖም ንኸገልግሉ ከምዝሰመይዎም ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።







All the contents on this site are copyrighted ©.