2011-02-25 14:56:46

ሓዋርያዊ ምብጻሕ ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. ኣብ መካነ መቓብር ሰማዕታት


ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 በቶም ምእንቲ ሃገረ ኢጣሊያ ናጽነት ደሞም ዝኸፈሉ ሰማዕታት ዝዓረፍሉ ኣብ ሮማ ዝርከብም መካነ መቓብር ሰማዕታት ኣርደኣቲና ሓዋርያዊ ምብጻሕን ንኸካይዱ በቶም ማኅበር ወለዲ ሰማዕታት ሃገር ብምኽንያት መበል 67 ዓመት ዝኽሪ ሰማዕታት ሃገር ዝቐረበሎም ዕድመ መሠረት ሰንበት ዕለት 27 መጋቢት 2011 ዓ.ም. ብናይ ሮማ ሰዓት ኣቆጻጽራ ልክዕ ሰዓት 10 ኣብቲ መካነ መቓብር ሰማዕታት ሥፍራ ዝርከብ ቤተ መቕደስ በጺሖም ናይ ሕሊና ጸሎት ከዕርጉ ምዃኖም ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.