2010-11-06 13:05:40

ጳጳሳዊ ምዕዳን “ቃል እግዚኣብሔር”


ድሕሪ እቲ ኣብ ቫቲካን ካብ ዕለት 5 ጥቅምቲ ክሳብ ዕለት 26 ጥቅምቲ 2008 ዓ.ም. ቃል እግዚኣብሄር ኣብ ሕይወትን ተልእኾን ቤተ ክርስትያን ብዝብል ኣርእስቲ ተመሪሑ ዝተኻየደ መበል 12 መደበይና ሓፈሻዊ ጉባኤ ሲኖዶስ ብፁዓን ጳጳሳት ዘውጽኦ ብቅዱስ ኣቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዝጸደቐ ሰነድ መሠረት፣ ቅዱስነቶም ቃል እግዚኣብሔር RealAudioMP3 ብዝብል ኣርእስቲ ዝደረስዎ ሓዋርያዊ ምዕዳን ዕለት 11 ሕዳር 2011 ዓ.ም. ኣብ ናይ ቅድስቲ መንበር ናይ ዜናን ማኅተም ሕንጻ ናይ ብፁዓን ጳጳሳት ጉዳይ ዝከታተል ቅዱስ ማኅበር ኅየንተ ብፁዕ ካርዲናል ማርክ ኦወለትን ናይ ባህሊ ጉዳይ ዝሓሊ ጳጳሳዊ ቤት ምኽሪ ሊቀ መንበር ብፁዕ ኣቡነ ጃንፍራኮ ራቫዚ፣ ሓፈሻዊ ናይ ብፁዓን ጳጳሳት ሲኖዶስ ዋና ጸሓፊ ብፁዕ ኣቡነ ኒኮላ ኤተሮቪችን ምኽትሎም ብፁዕ ኣቡነ ፎርቱናቶ ፍረዛ ተረኺቦም ዘረባ ኣብ ዘስምዕሉ መድረኽ ጋዜታዊ መግለጺ ተዋሂብሉ ንንባብ ክበቕዕ ምዃኑ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.