2010-09-25 15:21:59

ቅድስቲ መንበርን እስራኤልን


ናይ ቅድስቲ መንበርን እስራኤልን ናይ ሓባር ድርገት ኣብ ዝሓለፈ ዕለት 21 መስከረም 2010 ዓ.ም. ኣብቲ ኣብ 1993 ዓ.ም. መሠረታዊ ስምምዕ ብዝብል ውሳኔ ዝተበጽሐ ናይ ሓባር ናይ ስምምዕ RealAudioMP3 ሰነድ ኣብ ዓንቀጽ 10 ፍቕዲ 2 ብዛዕባ እቶም ኣብ ቅድስቲ መሬት ዝርከቡ ናይ ካቶሊክ ማኅብረሰብ ናይ ኤኮኖሚ ጉዳይ ዝምልከት ሕቶ ዘስፈሮ ሓሳብ ኣማእኪሉ ዘካየዶ ርክብ፣ ልባዊ መንፈስ ዝዓሰሎ ከምዝነበረን ናብቲ ክብጻሕ ተስፋ ተነቢሩሉ ዘሎ ስምምዕ ዘብጽሕ ሃዋሁ ዝተራእየሉ ርክብ ከምዝነበረ እቲ ድርገት ብሓባር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ የመልክት።








All the contents on this site are copyrighted ©.