2010-02-04 13:56:25

ግብጺ


ናይ ግብጺ ርእሰ ብሔር ሆስኒ ሙባራክ ኣብ ሊቢያ ምብጻሕ ክገሩ ትማሊ ናብ ትሪፖሊ ከምዝነቐሉ ተሓቢሩ። ርእሰ ብሔር ሙባራክ ምስ ናይ ሊቢያ ርእሰ ብሔር ሙኣማር ገዳፊ ክራኽቡን RealAudioMP3 ብዛዕባ ፖለቲካውን ኤኮኖሚያውን ዲፕሎማሲያውን ርክባት ኣብ ከባቢ ደቡብ ሜዲትራኒያን ሃገራት ክዝትዩ ምዃኖም እንክሕበር፣ ርእሰ ብሔር ሙባራክ ብናይ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስትሮም ኣህመድ ኣቡል ገይቲን ብናይ ሓበሬታ ጉዳይ ሚኒስትሮም ኣናስ ኤል ፊቂን ብካልኦት ናይ ግብጺ ናይ ፖለቲካ ኣካላት ከምእተሰነዩ ተረጋጊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.