2010-02-02 13:38:04

ሕቡራት መንግሥታት ዓለም


ናይ ሕቡራት መንግሥታት ዓለም ዋና ጸሓፊ ባን ኪ ሙን ናይ ሕበረት ኤውሮጳ ምኽትል ሊቀ መንበር ኮይነን ናይ ምግልጋል ተልእኾኤን ዘብቕዓ ዘለዋ፣ ናይ ስዊድን ዜጋ ማርጎት ዋልስትሮም RealAudioMP3 ኣብ ሕቡራት መንግሥታት ኣብ ዝተፈላለዩ ግጭታት ዝፍጸም ናይ ወሲብ ዓመጽ ጉዳይ ዝከታተል ቤት ጽሕፈት ሓላፊት ንኽኾነ ከምእተመዛ እንክንገር፣ ዋልስትሮም ብወገነን ዋና ጸሓፊ ባን ኪ ሙን ነዚ ሓላፍነት’ዚ ክሰምዩወን ዓቢ ሓልፍነት ዝመልኦ ክቡረት ይስምዓኒ ኢለን። ኣብ ሱዳንን ሶማሊያን ኮንጎን ኣብ ልዕሊ ንጹሓን ዜጋታትን ደቀ ንስትዮን ሕጻናትን ዝፍጸም ናይ ወሲብ ዓመጽ ጸረ ሰባኣዊ ምዃኑ ሓቢረን ኣብ 2009 ዓ.ም.ፈ.. ኣብ ዴሞኪራሲያዊት ረፓብሊክ ኮንጎ ደብባዊ ኪቩ መደበይና ኮነ ዘይ መደበይና ሠራዊት ኣብ ልዕሊ ብዙሓት ደቀንስትዮ ናይ ወሲብ ዓመጽ ክምእተፈጸመን ልዕሊ 5 387 ናይዚ ዓመጽ ግዳይ ዝኾና ዘቕረብኦ ክሲ ከምዘሎን ገሊጸን፣ እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ዘርኢ ሰብ ዝፍጸም ገበን ኢዩ ከምዝበላ ተሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.