2009-11-12 13:50:12

ክርስትያናዊ ሃብቲ ውርሻ ኣህጉራት ኤውሮጳ ምሕላውን ምድናቕን ከምዘድሊ


ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ረቡዕ ነቲ ልሙድ መደብ ሰሙናዊ ትምህርተ ክርስቶስ ከምዘቕረቡ እንክምልከት፣ ቅዱስነቶም ትማሊ ዝገለጹ ብዛዕባ ኣብ ገዳም ኩሉኒን ካልኦት ገዳማት ተስፋሕፊሑን ማዕቢሉን RealAudioMP3 ንመበል ዓሠርተ ክልተ ዘመን ዝለወጠን ዘሔደሰን ገዳማዊ መንፈሳውነት ኢዩ።

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. ገዳማዊ ስነ መንፈሳውነት ገዳም ኩሉኒ ዘምጽኦ ለውጥን ተሓድሶን ንኵላዊት ቤተ ክርስትያን ንናይ ዘመንና ማኅበረሰብ ኤውሮጳን እውን ኪልውጡን ኪሕደሱን ቀንዲ ምኽንያት ከምዝኾኖም ጠቒሶም ንገዳም ኩሉኒን ንዘስዓቦ ለውጥን ውሩይን ኣገዳስን ዝገብሮ ነገር ኪገልጹ ከለዉ፦








All the contents on this site are copyrighted ©.