2009-11-07 13:35:39

ፍልስጥኤም


ናይ ፍልጥኤም ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ መንግሥቲ ርእሰ ብሔር ኣቡ ማዘን ኣብ 2010 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ዝካየድ ናይ ርእሰ ብሔር መረጻ ከምዘይሳተፉ ከምዝገለጹ RealAudioMP3 ተፈሊጡ።

ኣቡ ማዘን ነዚ ውሳኔ እዚ ክበጽሑ ዝደረኾም ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ሰላምን ምርግጋእን ንምርግጋጽ ናይ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ መንግሥቲ ዝኽተሎ መሥርሕ ተስፋ ስለ ዘቑረጾም ኢዩ እንክብሉ ብዙሓት ዝተፈላለያናይ ዓለም ሓቆፍ ናይ መራኸቢ ብዙኃን ይገልጹ። ኣቡ ማዘን እቲ ዝወሰድዎ ውሳኔ ዋሕስ ሰላም ተባሂሉ ዝነገረሉ ክልተ ልኡላውያን ጎረባብቲ ሃገራት ምቛም ዝብል ፖለቲካዊ ውሳኔ ከየዳኽምን ምኽንያት ንሰላም ዘየተባብዑ ውሳኔታት ከይከውን ሓደራ ከምዝበሉ ተገሊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.