Home Archivio
2009-11-07 13:37:03
ኮንጎ
ኣብ ዴሞክራሲያዊት ሬፓብሊክ ኮንግ ብሕቶ መሬተይ መሬትካ ዝተኸስተ ዓሌታዊ ምስሕሓብ እናበኣሰ ይኽይድ ከምዘሎ እንክሕበር፣ ካብዚ ተኸሲቱ ዘሎ ዓሌታዊ ወጥሪ ገዛእ ርእሶም ንምድሓን ብዙሓት ሕጻናትን ደቀ ንስትዮን
ዝርከብዎም 15 ሺሕ ሕዝቢ ቤቱን ንብረቱን ዛሕዚሑ ከምእተመዛበለን፣ ኣብ ሰሜናዊ ከባቢ ሃገሮም ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማታት ኢምፕፎንዶን ዶንጉን ቤቱን ከምዝወሓዘ ተገሉጹ።
All the contents on this site are copyrighted ©.