2009-11-03 13:47:49

ምእንቲ ሙታን ጸሎት ምግባር ከምዘድሊ

 


ናይ ላቲን ሥርዓት እትኽተል ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ቅድሚ ትማሊ ሰንበት በዓለ ኵሎም ቅዱሳን ትማሊ ሰኑይ ድማ በዓለ ኵሎም ሙታን ኣኽቢራን ዘኪራን ከምዘሕለፈት RealAudioMP3 ተመልኪቱ።

ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ድሕሪ ቐትሪ ናብቲ ትሕቲ ምድረ-ቤት ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ዝርከብ መካነ መቓብር ኣርእስተ ሊቃነ ጳጳሳት ወሪዶም ናይ ሕሊና ተዘክሮ ጸሎት ኣዕሪጎም።








All the contents on this site are copyrighted ©.