Home Archivio
2009-10-21 18:33:09
ሲሪላንካ
ኣብ ሲሪላንካ ናይቲ ታይገርስ ኦፍ ታሚል ተባሂሉ ዝጽዋዕ ደባይ ተዋጋእቲ መራሒ ዝነበሩ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት 2009 ዓ.ም.ፈ. ኣብ መግኖ ታይገርስ ኦፍ ታሚልን ናይ ሲሪላንካ ኃይሊ ምክልኻልን
ዝተኻየደ ውግእ ንዝተቐትሉ ፕራብሃካራ ዝተክኡ ፓዝማናዛን ብዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ማለዥያን ብሓሊ ጸጥታ ከምዝተተሓዙን ንኃይሊ ምክልኻል ሲሪ ላንካ ከምዝተረከቡን ናይ ሲሪላንካ ናይ ቴሌቪዥን ዜና ሓቢሩ።
All the contents on this site are copyrighted ©.