2009-10-21 18:33:31

ማውሪታኒያ


ገና ዕላዊ እኳ እንተዘይኮነ በቲ ክሳብ ሕጂ ዝተኻየደ ናይ ድምጺ ቆጸራ ውጺኢት ናይ ማውሪታኒያ ሓድሽ ርእሰ ብሔር ክኾኑ ኢዮም ዝበሃል ሞሃመድ ኡልድ ዓብደል ዓዚዝ፣ ናይ መንግሥቶም ቀዳማይ ዕላማ ጸረ ሸበራ ቃልስን RealAudioMP3 እዚ ኣብ ሸቶኡ ንምብጻሕ ድማ ሓይሊ ምክልኻል ሓገር ምብርታዕ ዝብል ምዃኑ ገሊጾም ኣለዉ።

በቲ ክሳብ ሕጂ ብዝተቆጸረ ናይ ሕዝቢ ድምጺ 52.58% ድጋፍ ከምዝረኸቡን እዚ ውጽኢት እንተድኣ ተረጋገጹ ኣብ ቀዳማይ ዙር ርእሰ ብሔርነቶም ክረጋገጽ ምዃኑ ተሓቢሩ ኣሎ።








All the contents on this site are copyrighted ©.