2009-10-15 14:37:17

ጴጥሮስ መነኮስ ኣብነት ህድኣትን ጸጥታን


ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ሮቡዕ ኣብ ኣደባባይ ባሲሊካ ቅ. ጴጥሮስ ንዝተኣከቡ ብኣሻሓት ዝቝጸሩ ምእመናን ኣብ ኣብነት ፍሉይ ስብእናን ስነ መንፈሳውነትን ሓደ ጴጥሮስ ክቡር ወይ ድማ ቅዱስ ብዝብል ስም ዝፍለጥ RealAudioMP3 ዓቢይ በነዲክቶሳዊ መነኮስ ገዳም ክሊኒ ማእኸላይ ዘመን ተመሥሪቶም ኣብዚ ብዙሕ ዕብድብድን ታህዋጽን ዝረኣየሉ ዘሎ ዓለም ክርስትያን ሰብ ሕውነትን ሰላምን ካብ ምስፋን ክዓርፍ የብሉን ብምባል ጉባኤ ኣስተምህሮ ኣቕረቡ።








All the contents on this site are copyrighted ©.