2009-09-29 13:27:03

ወግዓዊ ምጅማር ፍሉይ ካልአይ ጉባኤ ሲኖዶስ ጳጳሳት አፍሪቃ


ዝመጽእ ዘሎ ሰንበት፣ ዕለት 4 ጥቅምቲ፣ 2009 .. ወግዓዊ ምጅማር ፍሉይ ካልአይ ጉባኤ ሲኖዶስ ጳጳሳት አፍሪቃ አብ ቫቲካን ክጅመር ኢዩ። በዚ ዕለት’ዚ ቅዱስ አቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ መበል ዓሠርተ ሽዱሽተ አብ ባዚሊካ ሓዋርያ ጴጥሮስ ብዝመርሕዎ መሥዋዕተ ቅዳሴ፡ ብወግዒ ክኽፈት ኢዩ።
እዚ ሲኖዶስ ጳጳሳት አፍሪቃ ዘሳተፈ መሥዋዕተ ቅዳሴ ብረድዮ ቫቲካን ብሐጸርቲን ማእከላይን ማዕበላት ብካልእ መራኸቢ ብዙኀንን ከም ዝተሐላለፍ ተፈሊጡ አሎ።








All the contents on this site are copyrighted ©.