2009-09-29 13:28:49

ወግዓዊ ምዝዛም ፍሉይ ካልአይ ጉባኤ ሲኖዶስ ጳጳሳት አፍሪቃ


ሰንበት ዕለት 25 ጥቅምቲ፣ 2009 .. ካልአይ ሲኖዶስ ጳጳሳት አፍሪቃ አብ ባዚሊካ ሓዋርያ ጰጥሮስ ብርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ብዝምራሕ መሥዋዕተ ቅዳሴ ፣ ብአቆጻጽራ ሰዓት ሮማ ሰዓት ትሽዓተን ፈረቃን ቅድሚ ቀትሪ ክዛዘም ኢዩ።

እዚ ሥርዓተ መስዋዕተ ቅዳሴ’ዚ ክአ ብረድዮ ቫቲካን ብሐጸርቲን ማእከላይን ማዕበላት ከምኡ ክአ ብኽልኦት መራኸቢ ብ ዙኀን ከም ዝዝተሐላለፍ መርኃ ሲኖዶስ ጳጳሳት ሐበሬታ ሂቡ አሎ።








All the contents on this site are copyrighted ©.