2009-09-26 07:12:30

ናይ ምብራቕ ካቶሊክ ፓትሪያርክታት ምስ ር.ሊ.ጳ. ተራኺቦም


ሾውዓተ ናይ ምብራቕ ካቶሊካውያን ፓትሪያርካት ሎሚ ቀዳም ምስ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ፓ. በነዲክቶስ መበል 16 ተራኺቦም ብዛዕባ ምስ ሃይማኖት እስላም ዘለዎም ርክብን ብዛዕባ RealAudioMP3 ካልኦት ንኣብያተ ክርስትያናቶም ዝምልከቱ ጸገማትን ጠቒሶም ከምዝተዘራረቡ ተገሊፁ።








All the contents on this site are copyrighted ©.