2009-09-15 14:55:34

ፓኪስታን


ኣብ ፓኪስታን ካራኣቺ ከተማ ሓንቲ ናይ ግሊ ትካል ብነጻ ንዝዓደለቶ ናይ መግቢ ሓገዝ ንክቐብሉ ተኣኪቦም ዝነበሩ ጽጉማት ዜጋታት ፓኪስታን ብዝፈጠርዎ ሁከት 18 ሰባት ናይ ሞት ብዓሰርተታት ዝግመቱ ድማ ናይ RealAudioMP3 መቑሰልቲ ሓደጋ ከምዘጋጠሞምን ክንገር እንከሎ፣ ፓኪስታን ብሸነኽ ሰሜን ምስ ኣፍጋኒስታን ኣብ ዘዳቡባ ከባቢ ቫዚሪስታን ናይ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ ኃይሊ ኣየር ናይ ታሌባን ዕጡቓት ኃይሊ ቀንዲ ዕርዲ ኢዩ ቢሎም ዝኣምንሉ ቦታ ንምውቃዕ ብዝፈነውዎ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ሸሞንተ ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.