2009-09-15 14:58:24

ዓራቕ


ኣብ ዒራቕ ዝሓለፈ ዓመት ናይ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ ርእሰ ብሔር ጆርጅ ቡሽ ኣብ ባግዳድ ምብጻሕ ኣክይዶም ምስ ናይ ኢራቕ ቀዳማይ ሚኒ. ኣል ማሊኪ ብሓባር ጋዜጣዊ መግለጺ እናሃቡ እንከለዉ፣ RealAudioMP3 ሳእኑ ኣውጺኡ ዝደርበየን በዚ ምክንያት ድማ ተእሲሩ ንሰለስተ ዓመት ተፈርዲዎ ዝነበረ ጋዜጠይና ሙንታዘር ኣል ዛኢዲ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ እቲ ናይ እስራት ዓመታት ናብ ሓደ ዓመት ንኽወርድ ቤት ፍርዲ ውሳኔ ከምዝሓበ ክዝከር እንከሎ ንኡስ ዕድሜኡ ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ቤት ፍርዲ ዒራቕ ሎሚ ናጻ ከምዝበሎ ተሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.