2009-09-12 12:47:48

ኡጋንዳ


ኣብ ኡጋንዳ ርእሰ ከተማ፣ ኣብ መንጎ ኃይሊ ጸጥታን ናይ ንጉስ ቡጋንዳ ደገፍቲ ዝተባርዔ ግጭት ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ።

በዚ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ክልተ ሰባት ከምዝሞቱን RealAudioMP3 43 ድማ ቀሊልን ከቢድን ናይ መቝሰልቲ ሓደጋ ከምዘጓነፈ ናይ ኡጋንዳ ኃይሊ ጸጥታ ዝሃቦ መግለጺ ከመልክት እንከሎ፣ ካልኦት ዝተፈላለያ ናይ ዜና ኣገልግሎት፣ እቶም ዝሞቱ ብዓሰርተታት ዝቁጸሩን ዝቖሰሉ ድማ ብዙሓት ምዃኖም ይሕብራ። እቲ ግርጭት ንኽባራዕ ዝደረኸ ናይ ቡጋንዳ ንጉሥ ኣብ ገለ ገለ ናይ ገዛእ ርእሱ ግዝኣት ንኸይኣቱ ዝተወስደ ውስኔ ምዃኑ ይንገር።








All the contents on this site are copyrighted ©.