2009-09-03 14:27:14

ገዳማት ነድሕን ማሕበር


ገዳማት ነድሕን ዝተሰምየ ማኅበር ብዛዕባ ሕልው ኩነታት ክርስትያንን ገዳማትን ኣቢያተ ክርስትያናትን ኣመልኪቱ ኣብ ሮማ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ዓውደ መጽናዕቲ ኣብ ፓኪስታን ዘሎ ኵነታት ማኅበረሰብ RealAudioMP3 ክርስትያን ዘሰክፍ ምዃኑ ከምዝገለጸን፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ኣብ ባሚ ዋላንሰነ 120 ኣባይቲ ክርስትያን ማሕበርሰብን ከምዝዓነወን፣ ኣብ ጎጅራምን ፑንጃብን 7 ክርስትያን ምእመናን ብዘስካሕክሕ መገዲ ከምእተቐትሉን፣ ኣብ ቤሉቺስታን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ መወዳእታ ሓሙሽተ ምእመናን ክርስትያን ከምእተቐሉ ክንገር እንከሎ፣ እዚ ርማ ኣብ ዝርከብ ናይ ሩሲያ ማእከል ሓድነት ክርስትያን ናይ ጉባኤ ኣዳራሽ ገዳማት ነድሕን እተሰምየ ማኅበር ዘነቓቐሖ ዓውደ መጽናዕቲ ክርስትያን ማሕበረሰብ ፓኪስታን ካብ ጠቅላላ ሕዝቢ ፓኪስታን 3% ከምዝኾነ ከምዝሓበረ ሲር ናይ ዜና ኣገልግሎት ኣመልኪቱ።








All the contents on this site are copyrighted ©.