Home Archivio
2009-08-20 15:01:26
ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ
ናይ ሕቡራት መንግሥታታ ኣሜሪካ ርእስ ብሄር ባራክ ኦባማ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ሰላም ንምርግጋጽን ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጥኤምን ሰላም ንኽሁሉ ዝግበርዎ ጻዕሪ ንግብጺ
በቐዳማይ ደረጃ ዘዋስእ መደብ ምርግጋጽ ሰላም ክኸውን ከምዘለዎ ዝኣምኑሉ ምዃኖም ናይ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ ርእሰ ብሔር ኮይኖም ካብዝምረጹ ንነጀው ምስ ናይ ግብጺ ርእሰ ብሔር ሆስኒ ሙብራክ ትማሊ ንሳልሳይ ጊዜ ዝፈጸመዎ ርክብ ዝምስክሮ ምዃኑ ተሓቢሩ።
All the contents on this site are copyrighted ©.