2009-08-08 15:03:41

ኢራን


ቅድሚ ትማሊ ኣብ ኢራን ርእሰ ከተማ ቴሄራን ኣብ መግኖ ንመንግሥቲ ኣሕመዲነጃድ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተሳተፍን ሓይሊ ጸጥታን ግጭት ከምዝተፈጥረ ዝተፈላለዩ ክኢላታት ዝርጋሔ መርበብ ሓበሬታ RealAudioMP3 ከምዘመልከቱ ክንገር እንከሎ፣ ርእሰ ብሔር ኣሕመዲነጃድ ቃለ ማሕላ ድሕሪ ምፍጻሞም መንግሥቶም ንምቛም ይሠርሑ ከምዘለዉ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ፣ ለብዘበን ብምኽንያት በዓል ራማዳን ብዝፍጸም ወርሓ ጾም ኢራናውያን ነቲ ዝስፋሕፋሕ ዘሎ ሕማም ሰዓል ሓሰማ ከይቃልዑ ንመንፈሳዊ ንግደት ናብ መካ ንኸይከዱ መንግሥቲ ኢራን ውሳኔ ከምዘተሓላለፈ ተሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.