2009-08-06 17:07:39

ትንሣኤ አፍሪቃ ብኅብረት አፍሪቃውያን ከም ዝርከብ ተነጊሩ.


ድሕሪ ባዕዳዊ መግዛእቲ አብ አፍሪቃ ክፍለ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ አገባብ ምዕባሌ ሞራባዊ ዓለምን ዓለም ለኸ ጥምረት ኤኮኖምን አብ አፍሪቃ ቅልውላው ከም ዝፈጠረ ናይ ሕብረት አፍሪቃ ኮሚስዮን ፕረሲደንት ጂን ፒንግ ከም ዝገለጹ ካብ አዲስ አብ አባ ዝመጸ ዜና አረዲኡ።

ሃገራት አፍሪቃ ካብዚ ቅልውላው”ዚ ዝናገፋ ሕብረት ምስ ዝፈጥራ ጥራሕ ከም ዝኾነ ጂን ፒንግ ከም ዘተሐሳሰቡ እቲ ዜና አፍሊጡ።

ጂን ፒንግ ንአፍሪቃ ዶት ኮም መርበብ ሐበሬታ ከም ዘመልክትሉ ፡ አፍሪቃውያን ብሕብረትን ብንቅሐትን እንተሰሪሖም ትንሳኤ ክፍለ ዓለም አፍሪቃ ዘየጠራጥር ክኸውን ኢዩ ።



አፍሪቃ ጂን ፒንግ ጠቂሶም ፡ እዚ ኹሉ ዝግታእ ነፍስ ወከፍ አፍሪቃዊት ሀገር ህንጸተ ፖሊቲካን ኤኮኖምን እንተጌራ ከም ዝኾነ ጂን ፒንግ ከም ዝገለጹ ተፈሊጡ አሎ።

ፒንግ ከም ዝገለጹ ተፈሊጡ አሎ።








All the contents on this site are copyrighted ©.