2009-07-21 14:22:34

ሕቡራት መንግሥታታ ኣሜሪካን ሕንድን


ናይ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ ዋና ጸሓፊ ሂላርይ ክሊንተን ኣብ ሕንድ ምብጻሕ የካይዳ ከምዘለዋ ተሓቢሩ። ዋና ጸሓፊ ክሊንተን ምስ ናይ ሕንዲ መራሔ መንግሥቲ ማንሞሃን ሲንግ ኣብ ኒው ደልሂ ትማሊ ከምእተራኸባን ክንገር እንከሎ። RealAudioMP3 ኣብ ደልሂ መንበረ ጥበብ ተረኺበን ንተመሃሮ ኣብ ዘስምዖኦ መደረ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ ናይ ፓኪስታን ጸረ ሸበራ ዕላማ ከምእትድግፍ ከምዘረጋገጻ ተሓቢሩ።

ኣብ መንጎ ሕቡራት መንግሥታታ ኣሜሪካን ሕንድን ብዛዕባ ንግድ ኣጽዋር ናይ ሓባር ስምምዕ ክገብር ምዃኑ ክንገር እንከሎ፣ እቲ ክልተኣዊ ርክብ ኣብ ዓለማውነት ምትእስሳር ኣወንታዊ ጽልዋ ዘለዎ ብዛዕባ ምኽባር ናይ ተፈጥሮ ከባቢ ኣየርን ጸረ ሽበራን ብዝምልከት መሥርሕ ክተሓባበራ ዘተብብዔን ከምዝኸውን ሂላሪ ክሊንተን ናብቲ ምብጻሕ እንክብገሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለጺ ከምዘመልክታ ተፈሊጡ።








All the contents on this site are copyrighted ©.