Home Archivio
2009-07-18 14:38:04
ሶማሊያ
እቶም ብዝሓለፈ ዕለት 14 ሓምሌ 2009 ዓ.ም. ኣብ ሶማሊያ ርእሰ ከተማ እንከለዉ
በቲ ኢስቡል ኢስላም ተባሂሉ ብዝጽዋዕ ኣባላት ኃይሊ ዓማጽያን ዝተጨውዩ ክልተ ፈረንሳውያን ናይ ጸጥታን ደህንነትን ኣባላት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር እቲ ኣብ ሶማሊያ ናይ ኣልቃይዳ የማናይ ኢድ ተባሂሉ ዝንገረሉ ኃይሊ ኣል ሻባብ ከምዝረከብዎምን ክንገር እንከሎ፣ አል ሽባብ ካብቶም ኢስቡል ኢስልም ሕሉፍ መኽረርቲ ብምዃኖን ኩነታት እዞም ዝተጨውዩ ናይ ፈረንሳ ዜጋታት ኣዚዩ ዘሰክፍ ምዃኑ ይነገር።
All the contents on this site are copyrighted ©.