2009-07-16 13:44:20

ኢራን


ዋንነታ ናይ ኢራን መንገዲ ኣየር ዝኾነት 168 ሰባት ዘሳፈረት ነፋሪት ኣብ ክሊ ሰሜናዊ ምዕራብ ኢራን ከምዝወደቐትን እቶም 153 ተሳፈርትን 15 ናይታ ነፋሪት ሠራሕተይናታትን ብምሉኦም ናይ ሞት ሓደጋ ከምዘጋጠሞምን ይንገረ። RealAudioMP3

እታ ነፋሪት ካብ ተሄራን ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ተበጊሳ ናብ ኣርመኒያ ርእሰ ከተማ ኤረቫን ዘቕንዔት ከምዘነበረትን፣ ድሕሪ ናይ 16 ደቃይቕ በረራ ኣቲ ሓደጋ ከዝመጋጠማ ይንገር። ኣታ ነፋሪት ኣብ ዝወደቐትሉ ከባቢ ዝነብሩ ናይ ዓይኑ መሰኻኽር ከምዝሕብርዎ ቅድሚ ምውዳቓ ኣብ ኣየር እንከላ ከምእተባርዔትን ተፈሊጡ።








All the contents on this site are copyrighted ©.