2009-07-14 14:01:06

ኮንጎ ብራዛቪል


ቅድሚ ትላሚ ኣብ ኮንጎ ብራዛቪል ሕዝባዊ መረጻ ከምእተኻየደ ክዝከር እንከሎ ኣብቲ ምርጫ ካብቲ ናይ ምምራጽ መሰል ዘለዎ ዜጋ 90% ከዘይተሳተፈን፣ ካብቶም 13 ርእሰ ብሔር ንምዃን ኣብቲ ውድድር ካብ ዝቐረቡ ሕጹያት ውሽጢ RealAudioMP3 6 እቶም እቲ ምርጫ ከይካየድን ሕዝቢ ድምጸ ተዓቅቦ ክግበር ዝለዓዓሉ ዝሃብዎ መግለጺ መሠረት ዝገበረ ዜና ክኸውን እንከሎ፣ ኣብቲ ምርጫ ክዕወቱ ኢዩ ዝበሃለሎም ዘሎ ናይ ርእሰ ብሔር መዝነቶም ዝፈጸሙ ዳግም ንምርጫ ዝቐረቡ ርእሰ ብሔር ዴኒስ ሳሱ ንጉወሶ ዝቃወሙ እቲ ብዝሒ ድምጸ ተዓቅቦ ነቲ ብምግባረ ብልሽውና ዝተመልኤ ናይ ርእሰ ብሔር ንጉወሶ ሥርዓት መንግሥቲ ኣይፋለይን ዝብል ሕዝባዊ ምልክት ኢዩ ብምባል ከምዝተንተንዎ ተገሊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.