2009-07-04 17:08:03

ሓዳስ ዓዋዲት መልእኽቲ ር.ሊ.ጳ.፦ ካሪታስ ኢን ቨሪታተ


ዝመጽእ ሠሉስ ብፁዓን ካርዲናላት ራፋኤለ ማርቲኖን ፓል ጆሰፍ ኮርደስን ማለት ሊቃነ መናብርት ናይ ፍትሕን ሰላምን ከምኡ ድማ ናይ ውኁድ ልቢ ማኅበረ ረድኤት ጳጳሳውያን ቤት ምኽርታት ኣብ ኣዳራሽ ክፍሊ ማሕተም ቅድስት መንበር ብዛዕባ ኣብ”ዛ ቀረባ እዋን ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ዝጸሓፍዋ ዓዋዲት መልእኽቲ ካሪታስ ኢን ቨሪታተ መግለጺ ክህቡ ከምዝኾኑ ተፈሊጡ። RealAudioMP3








All the contents on this site are copyrighted ©.