2009-06-21 12:20:49

ቤተ ክርስትያን ቅዱሳን ካህናት የድልይዋ


ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ምሸት ዓርቢ ኣብ ባሲሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ብፍሉይ ሥርዓታት ጸሎተ ሠርክ፣ ዓመተ ክህነት ብዕሊ ከምዝጀመሩ እንኪፍለጥ፤ ቅዱስ ዓፅሚ ሓላዊ ቆሞሳትን ካህናትን ቅዱስ ዮሓንስ ማርያ ቨኒ ዘኩራቶ ዳኣርስ ንትርኢት ኣብ ዝተነብረሉ ታቦት ስግደት ቅዱስ ቍርባንን ጸሎታት ኣስተንትኖን ተፈጺሙ ስብከት ቅዱስ ኣቦና እውን ተሰሚዑ።

ቅዱስነቶም ኣብዚ ፍሉይ ሥርዓት ምጅማር ዓመተ ክህነት ዘስምዑዎ ስብከት፣ እቲ ዝዓበየ ሥቃይ ቤተ ክርስትያን ኃጢአት ክህናታ ከምዝኾነ ኣተሓሳሲቦም። RealAudioMP3

 








All the contents on this site are copyrighted ©.