2009-06-18 17:42:00

ኣሰር ቅዱስ ፓድረ ፒዮ ንምኽታል፣


ፓድረ ፒዮ ዝተቐምጡሎም ቦታታትን ዝተጠቐሙሎም ነገራትን ንሰብ ዘመሓላለፍዎ መንፈሳዊ ትምህርትን ፈሊጥካን ተረዲእኻን ኣሰሮም ንምኽታል ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ ብኣንጀሎ ባሲን ጆዋኪኖ ማሪኖን ከምኡ ድማ ብምትሕብባር ማኅበር ኣሕዋት ካፑቺን ሳን ጆቫኒ ሮቶንዶን ተሰናድዩ ዝተጽሓፈ መጽሓፍ ሎሚ ኣብ መንበር ቤት ፅሕፈት ረዲዮ ቫቲካን ንትርኢትን ዘተን ከምዝቐረበ እንክምልከት ቅድስና ሓደ ዘይከኣል ካብ ላዕሊ ጥራይ እንዕደሎ ጸጋ ዘይኮነስ ኣብ ውሽጥና ኣባና ሥጋ ክለብስን ክዉን ነገር ክኸውንን ከምዝኽእል ዘረድእ መጽሓፍ ከምዝኸውን ተገሚቱ ኣሎ። RealAudioMP3








All the contents on this site are copyrighted ©.