2009-06-02 15:58:23

ኵባ


RealAudioMP3 ኣብ መንጎ ሕብራት መንግሥታት ኣሜሪካን ኩባን ዝነበረ ፖሊቲካዊ ወጥሪ ዘህድኡ ዲፕሎማሲያዊ ፍጻሜታት ይረኣዩ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። ብዛዕባ ስደተይና ዝምልከት ጉዳይን ናይ ሠታሪት ርክባት ንኽህሉ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ ዘርኣየቶ ፖሊቲካዊ ድላይ መሠረተ፣ ናይ ሃቫና መንግሥቲ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ክዝትይ ድላይ ከምዘለዎ ከምዝገለጸ ተሓቢሩ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ሎሚ ናይ ሰሜንን ደቡብን መንግሥታት ሓገራት ኣሜሪካ ማኅበር ኣብ ሆንዱራስ ኣኼባ ከምዝጀመረ ክንገር እንከሎ እዚ ጉባኤ ብዛዕባ ኩነታት ኵባ ዝዝቲ ምዃኑ ተሓቢሩ ኣሎ።








All the contents on this site are copyrighted ©.