2009-05-31 19:21:04

በዓለ ጰንጠቆስጤ


ናይ ላቲን ሥርዓተ ሊጡርጊያ እትኽተል ቅድስት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን በዓለ ጰርቅሊጦስ ተኽብር ኣላ።

ጰንጠቆስጤ ዚብል ቃል ግሪኻዊ ኮይኑ ትርጉሙ ሓሙሳ ማለት የስምዕ፣ ብሓቂ ድማ በዓለ ጰንጠቆስጤ 50 መዓልቲ ድሕሪ ፋሲካ ይውዕል። መንፈስ ቅዱስ ኣብ ጽርሓ ጽዮን ኣብ ልዕሊ ሓዋርያትን ድንግል ማርያምን ከምዝወረደ ዝዝከረሉ በዓል ድማ ኢዩ። RealAudioMP3








All the contents on this site are copyrighted ©.