2009-05-24 10:46:49

ሓዋርያዊ ምብጻሕ ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ገዳም ሞንተካሲኖ


ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ሎሚ ሰንበት ነቲ ናይ ስሞም ቅዱስ ቅ.በነዲክቶስ ዘኖርቻ ዝመሥረቶ ገዳም በጺሖም። እዚ ኣብ ሞንተካዚኖ ዚርከብ ገዳም ዋና ማእከልን መበቆልን ማኅበር በነዲክቶሳውያን ኢዩ። ሓዋርያዊ ዑደት ቅዱስ ኣቦና ኣብቲ ገዳም ብሸነኽ ምብራቅ ዝርከብ ከተማ ሞንተካሲኖ ኣብ ቅርዓት ብዘዕርግዎ ቅዳሴ ጀሚሩ። RealAudioMP3 እዚ ቅርዓት እዚ ብስም ቅዱስ ኣቦና ቅርዓት ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ተባሂሉ ክስመ ምዃኑ ተገሊጹ።

ድሕሪ ቅዳሴ ቅዱስ ኣቦና ቤት ኣልቦ ስደተኛታት ዝእለየሉ ማእከል ረድኤት ግብረ ሠናይ ክምርቑ ኢዮም።








All the contents on this site are copyrighted ©.