2009-05-07 13:22:57

ሸፋቱ ባሕሪ ሶማል


ሓንቲ ናይ አንቲጉዋን ባርቡዳን ባንዴራ ዝምልክታ ናይ ጀርመን ናይ ንግዲ መርከብ ትማሊ ንግሆ ኣብ ባሕሪ ኣደን በቶም ናይ ሶማሊያ ናይ ባሕሪ ሸፋቱ ከምእተጨወየት ክንገር እንከሎ እዛ ቪክቶሪያ ዝብል መጸውዒ ዘለዋን 10 ባሕረይናታት ዝርከብዋ መርከብ በቶም ሸፋቱ ባሕሪ ሶማል ተጨውያ ናብ ክሊ ክፋል ርእሰ ምምሕዳር ሰሜናዊ ምብራቕ ሶማል ናብ ዝርከብ ናብ ፑንት ላንድ ክሊ ባሕሪ ከምእተወስደት ተገሊጹ ኣሎ።








All the contents on this site are copyrighted ©.